Abinet Restaurant & Bar

Abinet Restaurant & Bar Abinet Restaurant providing various for both Eritrean and Ethiopian cuisine including your favorite

13/02/2021

Watch What Abinet Team Do!!!!

ኣብ ቀረባ እዋን ዝኾነ ዉራያት ከም መርዓ፡ሕጸ፡ጥምቀት፡ሓማዉቲ ኮነ ካልእ ምስ ዝህልወኩም ዝደለኹሞ ዝመረጽኩሞ ዓይነት መግብታት ነዳሉ ኢና እሞ ደዉሉልና ኣዙዙና ብኣገልግሎትና ክትዓግቡ ኢኹም...
08/02/2021

ኣብ ቀረባ እዋን ዝኾነ ዉራያት ከም መርዓ፡ሕጸ፡ጥምቀት፡ሓማዉቲ ኮነ ካልእ ምስ ዝህልወኩም ዝደለኹሞ ዝመረጽኩሞ ዓይነት መግብታት ነዳሉ ኢና እሞ ደዉሉልና ኣዙዙና ብኣገልግሎትና ክትዓግቡ ኢኹም። መዓስ እዚ ጥራይ ከምኡዉን ወትሩ ቀዳምን ሰንበትን #ስዋን #ሜስን ከምነዳሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ ንዝያዳ ሓበሬታ ብቁጽሪ ቴለ፡ 0752455380/0779919132 ወይ ድማ ካባላጋላ ግምጣል Equity Bank እዩ።

ኣብነት ቤት መግቢ (ካባላጋላ) ወትሩ ቀዳምን ሰንበትን ስዋን ሜስን ከም ነዳሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ፡ ከምኡ'ዉን ዝኾነ ዉራያት ምስ ዝህልወኩም ብፍሉይ ትእዛዝ ነዳሉ ንዝያዳ ሓበሬታ ብቁጽሪ ቴለ...
26/01/2021

ኣብነት ቤት መግቢ (ካባላጋላ) ወትሩ ቀዳምን ሰንበትን ስዋን ሜስን ከም ነዳሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ፡ ከምኡ'ዉን ዝኾነ ዉራያት ምስ ዝህልወኩም ብፍሉይ ትእዛዝ ነዳሉ ንዝያዳ ሓበሬታ ብቁጽሪ ቴለ፦ 0752455380 / 0779919132 ደዉሉልና።

#ስዋ #ሜስ

23/01/2021

ኣብነት ቤት መግቢ ሕጂ'ዉን ንዓማዊልና ንምሕጓስ ፍሉይ ጣዕሚ ዘለዎ ፒዛ ጀሚርና ከም ዘለና ከነበስረኩም ንፈቱ፡ ምጹና ከም ወትሩ ንዓኹም ንምሕጓስ ተዳሊና ኣለና።

Abinet Restaurant is now started making pizza at an affordable price, come and visit us or call us @ 0752455380/0779919132

ኣብነት ቤት መግቢ ደጊምና ዘመነ ሰላም ቅሳነትን ክኾነልና እናተመነና፡ ዝኾነ ዉራያት ከም መርዓ፡ሓማዉቲ፡ጥመቀት፡ሕጸ ካልእን ምስ ዝህልወኩም ብዘመናዊ ኣገባብ ክነዳልወልኩም ቅሩባት ኣሎና፡ ን...
12/01/2021

ኣብነት ቤት መግቢ ደጊምና ዘመነ ሰላም ቅሳነትን ክኾነልና እናተመነና፡ ዝኾነ ዉራያት ከም መርዓ፡ሓማዉቲ፡ጥመቀት፡ሕጸ ካልእን ምስ ዝህልወኩም ብዘመናዊ ኣገባብ ክነዳልወልኩም ቅሩባት ኣሎና፡ ንዝያዳ ሓበሬታ ብቁጽሪ ቴለ 0752455380 / 0779919132 ተወከሱና ብቅልጡፍ ከነእንግደኩም ወትሩ ድሉዋት ኣሎና።

Abinet Restaurant would like to wish you a year of peace and placidity, If you are planning soon a wedding, Baptism, Engagements and wish to be in the traditional way, is your only choice just give us a call or @ 0752455380 / 0779919132 we are always ready to serve you well.

#ሜስ #ስዋን #ካልእን

11/01/2021

10/01/2021

Welcome to Abinet Restaurant, the best Eritrean and Ethiopian cuisine(Habesha Restaurant) in Kampala, Kabalagala UG.

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ ኣብነት ቤት መግቢ፡ ብሓድሽ ምሕደራ ዳግም ናብ ስራሕ ተመሊስና ንዓኹም ንምዕጋብ ድሉዋት ኣሎና።

#ሜስ #ስዋ #ባህላዊመርዓ

05/01/2021

Abinet Restaurant is now open under new managementCome and taste our delicious food.
29/11/2020

Abinet Restaurant is now open under new management
Come and taste our delicious food.

Address

Kabalagala
Kampala
00256

Telephone

+256752455380

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Abinet Restaurant & Bar posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Abinet Restaurant & Bar:

Share

Category