ኣቪሶል - Avisol

ኣቪሶል - Avisol Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ኣቪሶል - Avisol, Restaurant, Tel Aviv.

23/05/2023

ሩሑስ ቅንያት ምብላዕን፡ምስዕሳዕን፡
ነቶም ናይ ወትሩ ዓማዊልናን፡ፈትውትናን!!

23/05/2023

ኩቡራት ዓማዊልና ሙጹ ፈቱኑና
ብኣቃባብላናን ጣዕሚ ምግብናን
ከም ታዓግቡ ኣይንጣራጠርን

19/05/2023

ቤት መግቢ ኣቢ-ሶል Tel Aviv
Avi-Sol Coffee and Restaurant.

ኣብ ስራሕና ምሳኹም ና ተሓጒስና ኢና .
ንንግዳዊ ፍርያትኩም ከተስፋሕፍሑ - ክተላልዩ ትደልዩ ወይ ውልቃዊ ተሕዝቶኹም ፡ ፍሉያት ህሞታት ክትስንዱ ትደልዩ ፡ ወይ ድማ ኣገዳሲ ምልክት ንግዲ ክትነግሩ ትደልዩ ትኾኑ ፡
ናይ ቪድዮን ስእልን ባዓል ሞያ ትካልና ራእይኹም ህያው ንምግባር ኣብዚ ኣሎ።
💬 ሎሚ ምሳና ተራኸቡ ብሓባር ኮይና ሓድሸ ንፍጠር.
In our work ;
We are excited to go on this creative journey with you. Whether you want to promote your business product or document your personal content, or special moments, or tell an important brand story, our video and photography professional agency is here to bring your vision to life.
Avi Sol Coffee and Restaurant.






Nebilawi

ከም ደስ ዝበለኩም ከተዝምኑ እነሆ ሹሻይ ተቃደሱ....
21/08/2022

ከም ደስ ዝበለኩም ከተዝምኑ እነሆ ሹሻይ ተቃደሱ....

ኣቪሶል - Avisol
עיצוב פוסטר Ona4k לעסקים. צילום ווידאו בתל אביב
Ona4k poster design for business. Photography & videography in Tel Aviv
Nebilawi

14/08/2022
ዘሐጉስ ብስራት ነፍቀርቲ ቁርሲ ኣቪ ሶል ናዓኹም ንምሕጋስ ካብ ሰንበት ዕለት 05/06/22  ናይ ንግሆ ካብ ሳዓት 8.00  ኩፉት'ዩ(ሒዝካ ዕዝር) ውይ ምሽሉዋኽ ንትደልዩናብዘን ቁጽሪ ደውሉ...
03/06/2022

ዘሐጉስ ብስራት ነፍቀርቲ ቁርሲ
ኣቪ ሶል ናዓኹም ንምሕጋስ
ካብ ሰንበት ዕለት 05/06/22
ናይ ንግሆ ካብ ሳዓት 8.00 ኩፉት'ዩ
(ሒዝካ ዕዝር) ውይ ምሽሉዋኽ ንትደልዩ
ናብዘን ቁጽሪ ደውሉ
0534271568
0549380193

ኩቡራት ዓማዊልና ሕጂ'ውን ናዓኹም ንምሕጋስሓዳሽ ብጣዕሙ ዝመቀረ ብትሕዝቶ ዝበለጽ ጥብሶ ስጋ (ስተክ ኣንትሪኮት) ዝብሃል ጠለብ ኣዳሊናልኩም ኣለና ብዳሓ ሙጹ  !!! ሃርጽዮን 48 ተል ኣቪቭ...
25/05/2022

ኩቡራት ዓማዊልና ሕጂ'ውን ናዓኹም ንምሕጋስ
ሓዳሽ ብጣዕሙ ዝመቀረ ብትሕዝቶ ዝበለጽ
ጥብሶ ስጋ (ስተክ ኣንትሪኮት) ዝብሃል ጠለብ
ኣዳሊናልኩም ኣለና
ብዳሓ ሙጹ !!! ሃርጽዮን 48 ተል ኣቪቭ
ተለፎን -0534271568 -0549380193

Address

Tel Aviv
60000

Opening Hours

Monday 09:00 - 03:00
Tuesday 09:00 - 03:00
Wednesday 09:00 - 03:00
Thursday 09:00 - 03:00
Friday 09:00 - 03:00
Saturday 09:00 - 03:00
Sunday 09:00 - 03:00

Telephone

+534271568

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣቪሶል - Avisol posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category