Ado production & Distribution of milk and milk products

  • Home
  • Ado production & Distribution of milk and milk products
Call Contact the business

Ado production & Distribution of milk and milk products Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Ado production & Distribution of milk and milk products, Frozen Yogurt Shop, 70 kare block 49, .

Ado specializes in the production and distribution of milk and dairy products, including yogurt, cheese, butter, fresh milk, and pasteurized milk, serving Mekelle city and other nearby cities.

26/08/2026
ፈሊሑ ዝረገአ (ፓስቸራይዝድ) ርግኦ ንሕማም ሽኮር ዘለዎም ሰባት ይምከር ዶ?እወ፣ ፓስቸራይዝድ ርግኦ ንሱካር (ሕማም ሽኮር) ዘለዎም ዓበይቲ ኣዝዩ ዝምከርን ጠቃምን መግቢ እዩ።ዓበይቲ ብሕማም...
18/08/2026

ፈሊሑ ዝረገአ (ፓስቸራይዝድ) ርግኦ ንሕማም ሽኮር ዘለዎም ሰባት ይምከር ዶ?

እወ፣ ፓስቸራይዝድ ርግኦ ንሱካር (ሕማም ሽኮር) ዘለዎም ዓበይቲ ኣዝዩ ዝምከርን ጠቃምን መግቢ እዩ።

ዓበይቲ ብሕማም ሽኮር ዝተጠቕዑ ሰባት ፓስቸራይዝድ ርግኦ ክወስዱ ዝምከረሉ ቀንዲ ምኽንያታት፡

ካብ ሕማም ዘመሓላልፉ ባክቴሪያታት ነጻ ምዃኑ (ፓስቸራይዜሽን)፦ ብልዑል ሙቐት ተሓኪሙ ዝተዳለወ (ፓስቸራይዝድ) ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ጥዕና ዓበይቲ ጉዳኣት ዘብጽሑ ሕማም ኣመሓላለፍቲ ባክቴሪያታት (ከም Salmonella, E. coli) ነጻ እዩ።

ደራኺ ፕሮቲን (High Protein)፦ ፕሮቲን ምሕቃቅ መግቢ ብምዝሓል፡ ሽኮር ኣብ ደም ብሃንደበታዊ መንገዲ ከይውስኽ ይከላኸል፤ ንነዊሕ እዋን እውን ጽግብ ኢልካ ክትጸንሕ ይሕግዝ።

ፕሮባዮቲክስ (Probiotics/ሰናይ ባክቴሪያ)፦ ንጥዕና ስርዓተ ምሕቃቅ መግቢ የዐሪ፤ ንኢንሱሊን ምላሽ ናይ ምሃብ ዓቕሚ (Insulin Sensitivity) ብምምሓይ መጠን ሽኮር ኣብ ደም ንምቁጽጻር ይሕግዝ።

ትሑት ግላይሴሚክ ኢንዴክስ (Low Glycemic Index)፦ ካብ ካልኦት ናይ ካርቦሃይድሬት ዓይነታት ብዝተፈለየ ደም ውሽጢ ዘሎ ሽኮር ብቅልጡፍ ከይውስኽ ይገብር።

ክግበሩ ዘለዎም ጥንቃቐታት፦

ሽኮር ዘይተወሰኾ (Plain/Unsweetened) ምሕራይ፦ እቲ ዝበለጸ ዓይነት Plain (ሽኮር/መጣዕሰዪ ዘይተወሰኾ) ርግኦ እዩ። ፍሩታታት ወይ ምዑዝ መኣዛ ዘለዎም ተሰሪሖም ዝሽየጡ ርግኦታት ልዑል ዝተወሰኸ ሽኮር ስለዘለዎም ካብኣቶም ምእላይ ይምከር።

ትሑት ስብሒ (Low-fat) ወይ Plain Full-fat፦ ከም ናይቲ ግለሰብ ኩነታት ኮሌስትሮል መጠን፡ ትሑት ስብሒ ዘለዎ ወይ ንቡር ርግኦ ምሕራይ ይከኣል (እንተተኻኢሉ ትሑት ስብሒ ዘለዎ ይበልጽ)።

ንዝበለጸ ጥዕናዊ ጥቕሚ ብኸመይ ይወሰድ?

ምስ ፍረታት (Flaxseeds/Chia seeds)፦ 1-2 ማንካ ዝተሓነጸ ናይ እንጣጢዕ/እኽሊ ፍረታት ብምውሳኽ (ፋይበር) እናወሰኸ ሽኮር ደም ከይውስኽ የረጋግእ።

ምስ ቀረፋ (Cinnamon)፦ ሒደት ቀረፋ ምውሳኽ ንመኣዛኡ የጸብቆ፣ ንቁጽጽር ሽኮር እውን ይሕግዝ።

#ስለዚ ሽኮር ኬዝ ዘለኩም ሰባት ፓስቸራይዝድ ርግኦ ምጥቃም ኣይትዘንግዑ።
production of milk and milk products

17/08/2026

With Tekleweyni Berhe Tiger – I just got recognized as one of their top fans!

16/08/2026

ፕሮባዮቲክ ርግኦ (Probiotic Yogurt) ንጥዕናና ብዙሕ ኣገደስቲ ዝኾኑ ጠቅምታት ኣለውዎ። ቀንዲ ጥቕምታቱ ዝስዕቡ እዮም፡
1. ስርዓተ-ምሕቃቅ ምግቢ የዐሪ
ኣብ ከብዲ ዘለዉ ሕያዎት ባክቴሪያታት (Gut Microbiota) ብምብዛሕ ናይ ምሕቃቅ ገዜ ይውስኽ።

ጸገማት ምዕፍታው ከብዲ (Bloating)፣ ድርቀት ከብዲ (Constipation)ን ውጽኣትን ይከላኸል።

2. መከላኸሊ ዓቅሚ ኣካል (Immunity) የጠናኽር
ኣብ ከብዲ ዘለዉ ጽቡቃት ባክቴሪያታት ምስ መከላኸሊ ሕማማት ኣካል ብቐጥታ ዝተኣሳሰሩ ብምኾኖም፡ ንሕማማት ዘለና መከላኸሊ ዓቅሚ የዕብዩ።

3. ንመቓልሕ ላክቶስ (Lactose Intolerance) የቃሊል
ኣብ ፕሮባዮቲክ ርግኦ ዘለዉ ባክቴሪያታት ንላክቶስ (ናይ ጸባ ሽኮር) ኣቀዲሞም ስለዝሰብርዎ፡ ጸባ ምሕቃቅ ንዝኣብዮም ሰባት ብቐሊሉ ዝሕቅቅ እዩ።

4. ጽንዓት ዓፅሚ የዕቢ
ልዑል መጠን ካልሲየም (Calcium)፣ ፎስፈረስን ፕሮቲንን ስለዘለዎ ንጥዕናን ጽንዓትን ዓፅምን ኣእደናትን የጠናኽር።

5. ጥዕና ልብን ምቁጽጻር ክብደት ኣካልን
ደም ጸቅጢ ንምቁጽጻርን ሕማም ልቢ ንምክላኸልን ይሕግዝ።

ዝለዓለ ፕሮቲን ስለዘለዎ፡ ናይ ምጽጋብ ስሜት ብምፍጣር ክብደት ኣካል ንምቁጽጻር ይሕግዝ።

6. ንጥዕና ቆርበት ይሕግዝ
ኣብ ውሽጢ ከብዲ ዘሎ ባክቴሪያ ምስተኣስተኻኸለ፡ ኣብ ቆርበት ዝወፁ ሕበጣት/ፈፀጋ (Acne) ካልኦት ናይ ቆርበት ቁስልታትን ይከላኸል።

YOGHURT RECIPES!!
15/08/2026

YOGHURT RECIPES!!

  made cheeses recipe
15/08/2026

made cheeses recipe

Address

70 Kare Block 49

7000

Telephone

+251911527760

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Ado production & Distribution of milk and milk products posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Ado production & Distribution of milk and milk products:

Shortcuts

  • Want your business to be the top-listed restaurant?

Share